ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመላ ምሸት፡ ካብ መንጎ ዘሕለፎም ሓያሎ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት፡ ኣብ ኣመሪካ ካብ 1868 ኣትሒዙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ ምርካብ ዜግነት ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝስርዝ’ዩ ...
ረቡዕ ወጋሕታ ብኣቆጻጽራ ሰዓታት ሲዮል ደቡብ ኮርያ፡ ፖሊስ እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዩን ሱክ ዩወል ክኣስሩ ኣብ ዝመጽኡሉ ደገፍቱ ድማ መሊሶም ነቲ መንባሪ ከቢቦም ተራእዮም። እንተዀነ ...
እቲ ኣብ ዓይኒ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵ'ዕሶ እግሪን ኣሰልጠንትን ክለባትን ደሚቝ ዘሎ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ...
ቅድሚ ክልተ ዓመት፡ ሕቡራት ሃገራት ህንዲ ብቻይና ተታሒዙ ዝነበረ ደረጃ ብምስዓር ብብዝሒ ህዝቢ ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ከም ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果